ኢትዮጵያዊት አትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ ታዓዊታ

 

አዲሰ አበባ/ሰነ/14/2016/ኢዜአ/ ኢትዮጵያዊት አትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ አብ ፖላንድ አብ ዝተኻየደ ናይ 1500 ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ታዓዊታ፡፡

አትሌት ፍረወይኒ ሃይሉ አብ ፖላንድ ከተማ ባይድጎሽ አብ ዝተኻየደ ናይ 1500 ውድድር ጉያ ደቂ አንስትዮ 358.59 ብዝኾነ ሳዓት ብምእታው ምስዓራ ሓበሬታ ዎርልድ አትሌቲክስ አመላኺቱ፡፡

አትሌት ፍረወይኒ ቅድሚ ሓዚ አብ ፖላንድ አብ ዝተሳተፍለቶም ውድድራት ብተደጋጋሚ ምዕዋታ ዝፍለጥ እዩ፡፡

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም