ንልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍልጦን ሽልማትን ተዋሂቡ




 

ኣዲስ ኣበባ/ ሰነ/21/ 2016 /ኢዜአ/ኣብ መበል 23 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ንዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ግዮን ሆቴል ኣፍልጦን ሽልማትን ተዋሂቡ

ሎሚ  ስነ ስርዓት ምሃብ ኣፍልጦን ሽልማትን እናተኻየደ ምዃኑ ሓበሬታ ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ የመላኽት፡፡

ኣብ ካሜሩን ዱዋላ ኣብ ዝተኻየደ 23 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ÷ ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እንትበፅሕ ኣቀባብላ ተገይርሉ እዩ፡፡

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም