መቻል ን ኢትዮጵያ ጉያ ጎደና 10 ኪሎሜትር ፅባሕ ሰንበት ክካየድ እዩ



 

አዲስ አበባ/ ሰነ/ 22/2016/ኢዜአ/፦ መቻል ን ኢትዮጵያ ጉያ ጎደና 10 ኪሎሜትሮ ፅባሕ ሰንበት ካብ ሳዓት 12 ናይ ንጉሆ ጀሚሩ ክካየድ እዩ ።

መበገሲኡን መወዳእትኡን መስቀል አደባባይ ዝገበረ ውድድር ጉያ ብምስታፍ ደጋፊ መቻል ምኹኖም የረጋግፁ ክብል ፃውዒት አቐሪቡ አሎ ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም