ሎሚመዓልቲ ኣብ ዝካየዱ ፀወታታት ኣውዲቅኻ ምሕላፍ ልዑል ትፅቢት ዝግበረሎም ግጥማት ክካየዱ እዮም



 

ኣዲስ ኣበባ/ ሰነ/24/ 2016 /ኢዜአ/ሎሚ ምሸት ኣብ ዝካየድ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም።

ኣብቶም ሎሚ ምሽት ዝካየዱ ፀወታታት ኣውዲቅኻ ምሕላፍ ልዑል ትፅቢት ዝግበረሎም ክልተ ግጥማት ክካየዱ እዮም።

ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ዝካየድ ፀወታ ፈረንሳይ ምስ ቤልጅየም ክትጋጠም ኢያ።

ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ዝካየድ ድማ፥ ፖርቹጋል ምስ ስሎቬኒያ ከካይዳ ኢየን።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም