አብ ክልል አምሓራ ዝርከቡ አርባዕተ ዩኒቬርሲታት ዘሰልጠንዎም ተምሃሮ የመርቑ አለዎ




 

ባህርዳር/ወልድያ/ደሴ/ደብረብርሃን፤ ሰነ/ 27/2016(ኢዜአ)

አብ ክልል አምሓራ ዝርከቡ አርባዕተ ዩኒቬርሲታት ዘሰልጠንዎም ተምሃሮ የመርቑ አለው።

አብ ምምራቐ ዝርከቡ ዩኒቬርስታት ወሎ፤ ደብረ ብርሃን፤ ወልድያን እንጅባራን እዮም ።

እቶም ዩኒቬርስታት አብ ዝሓለፉ ዓመታት ብዝተፈላለዩ ዘፈራት ሞያ ዘሰልጠንዎም ተምሃሮ ብመርሃ ግብሪ ቀዳማይ ካልአይን ሳልሳይን ድግሪ ምኹኑ ሪፖርተራት ኢዜአ ካብ እቲ ስፍራ ፀብፂቦም ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም