ዩንቨርስታት ዓዲግራት ሃዋሳ፣ ወላይታ ሶዶ ብዝተፈላለዩ ፕሮግራማት ልዕሊ 7 ሺሕ ተምሃሮ የመርቑ አለው 



 

ኣዲስ ኣበባ/ ሰነ/27/ 2016 /ኢዜአ/ዩንቨርስቲ ዓዲ-ግራት ብዝተፈላለዩ ፕሮግራማት ዘምሃሮም ልዕሊ 2 ሺሕ ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ የመርቕ ኣሎ።

ብተወሳኺ ዩንቨርስቲ ሃዋሳ፣ ወላይታ ሶዶ በዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠንዎም ልዕሊ 5 ሺሕን 657 ተምሃሮኦም የመርቑ ኣለዉ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም