ኣብ ውድድር ኦሊምፒክ ፓሪስ ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ናይ መወዳእታ ተሰለፍቲ ኣትሌታት ምስ ተጠባበቕቶም ተፈልዮም






 

ኣዲስ ኣበባ/ ሰነ/28/ 2016 /ኢዜአ/ኣብ ውድድር ኦሊምፒክ ፓሪስ 2024 ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ናይ መወዳእታ ተሰለፍቲ ኣትሌታት ምስ ተጠባበቕቶም ከምዝተፈለዩ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ብመሰረት እዚ፡-

800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ፤ ኣትሌት ፅጌ ድጉማ፣ ኣትሌት ሃብታም ኣለሙ፣ ኣትሌት ወርቅነሽ መለሰ፣ ኣትሌት ንግስት ጌታቸው (ተጠባባቒት)

1 ሺሕን 500 ሜትር ደቂ ተባዕትዮ፤ ኣትሌት ኣብዲሳ ፈይሳ፣ ኣትሌት ሳሙኤል ተፈራ፣ ኣትሌት ኤርሚያስ ግርማ፣ ኣትሌት ታደሰ ለሚ (ተጠባባቒ)

1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ፤ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ፣ ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም፣ ኣትሌት ድርቤ ወልተጂ፣ ኣትሌት ሂሩት መሸሻ (ተጠባባቒት)

5 ሺሕን ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ፤ ኣትሌት ሓጎስ /ህይወት፣ ኣትሌት ዮሚፍ ቀጄልቻ፣ ኣትሌት ኣዲሱ ይሁኔ፣ ኣትሌት ሰሞን ባረጋ (ተጠባባቒ)

5 ሺሕን ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ፤ ጉዳፍ ፀጋይ፣ ኣትሌት መዲና ኢሳ፣ ኣትሌት እጅጋየሁ ታዬ፣ ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ (ተጠባባቒት)

10 ሺሕን ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ፤ ኣትሌት ዮሚፍ ቀጄልቻ፣ ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ፣ ኣትሌት ሰለሞን በረጋ፣ ኣትሌት ቢኒያም መሃሪ (ተጠባባቒ)

10 ሺሕን ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ፤ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ፣ ኣትሌት ፎቴን ተስፋይ፣ ኣትሌት ፅጌ /ሰላማ፣ ኣትሌት ኣይናዲስ መብራቱ (ተጠባባቒት)

3 ሺሕን ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ተባዕትዮ፤ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ፣ ኣትሌት ሳሙኤል ፍሬው፣ ኣትሌት ጌትነት ዋለ፣ ኣትሌት ኣብርሃም ስሜ (ተጠባባቒ)

3 ሺሕን ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁ፣ ኣትሌት ሎሚ ሙለታ

ብማራቶን ደቂ ኣንስትዮ፤ ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ፣ ኣትሌት ኣማኔ በሪሶ፣ ኣትሌት መገርቱ ኣለሙ፣ ኣትሌት ጎይቶቶም /ስላሴ (ተጠባባቒት)

ብማራቶን ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ፣ ኣትሌት ሲሳይ ለማ፣ ኣትሌት ዴሬሳ ገለታ፣ ኣትሌት ታምራት ቶላ (ተጠባባቒ)

20 ኪሎ ሜትር ስጉሚ ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ምስጋና ዋቁማ ብምዃን ተፈሊዮም፡፡

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም