መተኣኻኸቢ እቶት ጋንታ ስፖርት መቻል ኣብ ሆቴል ስካይ ላይት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ/ ሰነ/30/ 2016 /ኢዜአ/መተኣኻኸቢ እቶት ጋንታ ስፖርት መቻል ኣብ ሆቴል ስካይ ላይት ሎሚ ሰዓት 12 ድሕሪ ቀትሪ ክካየድ ኢዩ።

ኮይኑ እውን፥ ማሕበረሰብ፣ ሰብ ሃፍቲ፣ ትካላትን ካልኦት ኣካላትን ደገፍ ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ አሎ።

ደገፍ ምግባር ንዝደሊዩ ኣካላት

0961910613 0961338325 0961875492 0961940938 0961997624 0961504532 ቅፅሪታት ስልኪ ብምድዋል ምፍላጥ ከምዝከኣል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ሒሳባት ቁፅሪ ባንክታት ድማ፥

1000603377137 ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ፣ 190757676 ባንኪ ኣቢሲኒያ፣ 0579717935011 ዳሽን ባንክ፣ 013071350236800 ባንኪ ኣዋሽ፣ 1042400179571 ኦሮሚያ ሕብረት ስራሕ ባንኪ፣ 10702376 50215 ስንቄ ባንኪ፣ 1724954200001 ኦሮሚያ ባንኪ፣ 9900032504845 ኣማራ ባንኪ፣ 00111849630400001 እናት ባንኪን 1000000894676 ‘’መቻል ስፖርት ክለብ’’ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም