መረዳእታታት ንምእካብ ዝሕግዝ “ሃይ ኣልቲትዩድ ሳተላይት ባሉን” ናብ ኣየር ተላኢኻ

 

ኣዲስ ኣበባ/ ሓምለ/ 2016 /ኢዜአ/ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦ ስፓሻልን መረዳእታታት ንምእካብ ዝሕግዝ ሃይ ኣልቲትዩድ ሳተላይት ባሉን ናብ ኣየር ሰዱዱ።

እታ ሳተላይት ባሉን ናይ ምስዳድ ስነስርዓት ኣብ ከተማ ሸገር ከፍለ ከተማ ሱሉልታ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ይሽሩን ኣለማሁ(/) ዳይሬክተር ኩባንያ ቦይንግ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ሄኖክ ተፈራ ኢሉ እውን ተምሃሮ ተሳቲፎም።

እቲ ኢንስቲትዩት ምስ ቦይንግን ፋሴሳን ዝተብሃሉ ትካላት ብምትሕብባር ፓዝ ወይ ስፔስ ብዝበል መሪሕ ሓሳብ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ የመርቕ ከምዘሎ  ተገሊፁ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም