“ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

 



 

‹‹ኢትዮጵያ ንኹለ መዳይ ጉዳያት ጥንቃቐ ኣብ ዘድልየሉ እዋን ትርከብ። ኣብ ስራሕቲ ሚዲያ ፃዕርታትና ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ፣ ሰላምን ፍቕሪን ቀዳምነት ሂብና ምስራሕ ይግባእ። ንቐፃሊ ወለዶ ዝሰጋገር  እንታይ ዝረብሕ ስራሕ ንሰርሕ ኣለና ኢልና ንገዛእ ርእስና ከየነኣስና ምሕታት ኣለና። ሃገራዊ ልምዓትን ሕብረትን ብምፍላጥ ኢሉውን ብሄራዊ ረብሓ ኣብ ምሕላው ዘሎ ፃዕሪ ክብ ዝበለ ስራሕ ብምስራሕ ሽልማት ንዝተበርከተለን ትካላት ሚዲያ እንቋዕ ደስ በለክን ክብል እፈቱቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (/)

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም