እንግሊዝ ንኔዘርላንድስ 2 ን 1 ብምስዓር ናብ ፅዋዕ መን ዓተረ ሓሊፋ



 

ኣዲስ ኣበባ/ ሓምለ/4/ 2016 /ኢዜአ/ ትማሊ ምሸት ሰዓት 4  ኣብ ዝተገበረ ፀወታ መበል 17 ፅዋዕ ኣውሮፓ፥ እንግሊዝ ንኔዘርላንድስ(ሆላድ) 2 1 ብምስዓር ናብ ፅዋዕ መን ወሰደ ሓሊፋ።

ብመሰረት እዚ እንግሊዝን ስፔይን ናብ ፀወታ ፍፃመ ዝሓለፋ እንትኾና፥ ክልቲአን ብሄራዊ ጋንታታት ዝገብርኡ ፀወታ ብርቱዕ ንሕንሕ ዝተመልኦ ክኸውን ኢዩ ተባሂሉ ካብ አግኡ ተተንብዩ አሎ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም