ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ




 

ሃገር መስርሒ፣ ወለዶ መቕረፂ፣ ንቡርን ባህልን መፋለጢ  ሚድያ 'ዩ።

ሚድያ ንሃገር ብዝብል ቴማ ኣብ ዝተዳለወ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ንዝተውሃበኩም መራኸብቲ ሓፋሽ እንኳዕ ደስ በለኩም ክብል ይፈቱ።

ኣብ ህንፀት ሃገር ወለዶ እናተቐባበሎ ታሪኽ ብምስናድን ኣብ መዳይ መረዳእታ ምቕባልን ተራ ሚድያ ዓብዪ 'ዩ።

ብምዃኑ 'ውን ሚዲያታት ንብሄራዊ፣ ረብሓ፣ ንሓድነት ሃገርን ማሕበረሰባዊ ምትእስሳር ኣብ ዘጎልብቱን ስራሕቲ ብዝበለፀ ንኽተድህቡ ሓደራ ይብል።

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም