ምዕባለ ግሪን ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ሓምለዋይ ኣሰር ወሳኒ ኢዩ- በለጠ ሞላ (ዶ/ር)

ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን እቲ ሚኒስቴርን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ፓርክ ኣይሲሲ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም።

እቶም ሚኒስትር፥ ምዕባለ ግሪን ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ሓምለዋይ ኣሰር ወሳኒ ኢዩ ኢሎም።

እቶም ዝተተኸሉ ፈልሲታት ፅባቐ ካብ ምዃን ብተወሳኺ ኢትዮጵያ ብግሪን ኢኮኖሚ ዝማዕበለት ንክትከውን ዘኽእል ከምዘኾነ ገሊፆም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም