ኣቦታት ሃይማኖት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም


 

ኣዲስ ኣበባ/ ሓምለ/13/ 2016 /ኢዜአ/ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኣዲስ ኣበባ ዘዳለዎ ናይ ዘዳለዎ ሓምለዋይ ኣሰር ኣካል ዝኾነ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ እዋን ክራማት 2016 ተጀሚሩ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣቦታት ሃይማኖት ሓምለዋይ ኣሰሮም ብምንባር ተሳቲፎም።

እቲ ጉባኤ ዘቕረቦ ፃውዒት ስዒቡ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓማውቲ ልዕሊ 3 ሚሊየን ፈልስታት ከምዝተተኸሉ ኢዜአ ፀብፂቡ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም