ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ናይ መበል 21ክፍለ ዘመን ብሉፅ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ  ተባሂሉ

 

ኣዲስ ኣበባ/ ሓምለ/13/ 2016 /ኢዜአ/ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ናይ መበል 21ክፍለ ዘመን ብሉፅ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ  ተባሂሉ ከምዝተሓረየ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ኤን ብሉፃት ኣፍሪካዊያን ስፖርተኛታት 21 ክፍለ ዘበን ዕላዊ ምግባሩ ዝገለፀ እቲ ፌዴሬሽን፥ ኢትዮጵያን ኬኒያን ከልተ ኣትሌታት ብምሕራይ ቀዳሞት ኮይነን ኢሉ።

ኣትሌት ቀነኒሳ ድማ ፈላማይ ደረጃ ከምዝሓዘ ገሊፁ።

ኬንያዊ ኤሉድ ኪፕቾጌ ካልኣይ ደረጃ ምሓዙ ካብቲ ፌዴሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም