ንፅባሕ ክምጥን ዝኽእል ኣተሓሳስባ ዘለዎ ወለዶ ኣብ ምህናፅ ንምዕባለ ኢትዮጵያ መሰረት ዝኸውን ስራሕ ይውገኑ ኣለዉ -

 

ኢትዮጵያ ተስፋ ንቕድሚት ዝሓልሙ ሓልዮት ዝተምልኦም ዜጋታታ ኣለዋ።

ሎሚ ብዕሊ ዝጀመርናዮ መርሃ ግብሪሓሙሽተ ሚሊዮን ኮሪደርስዓብዪ ዕድል 'ዩ።

 መናእሰይ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ብምምዝጋብ ክእለት ንክረኽቡን ዓለም ለኸ መረጋገፂ ሰርተፊኬት ንክረኽቡን ኹሉ ንኽተባብዕ ፃውዒት የቕርብ።

/ ኣቢይ ኣሕመድ(/)

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም