መመዝገቢ ኮደራስ ኢኒሼቲቭ 5 ሚሊየን ኢትዮጵያውያን ዕላዊ ኮይኑ

 

ኣዲስ ኣበባ/ ሓምለ/17/ 2016 /ኢዜአ/ መመዝገቢ ኮደራስ ኢኒሼቲቭ 5 ሚሊየን ኢትዮጵያውያን ዕላዊ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ።

ብመሰረት እዚ ነዚ ጠነግ https://www.ethiocoders.et/ ብምጥዋቕ ምምዝጋብ ከምዝከኣል እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ ኣረዲኡ።

ኮደራስ ኢኒሼቲቭ 5 ሚሊየን ኢትዮጵያውያን ትማሊ ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(/) ዕላዊ ከምዝኾነ ይዝከር።

 

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም