አብ ፓሪስ ኦሎምፒክ ተሳታፊ ዝኾነ ጊጅለ ኦሎምፒክ ኢትዮጵያ ፉሉይ ዘቀባብላ ተገይርሉ

 


 

አዲስ አበባ/ ሓምለ /18/2016(ኢዜአ) አብ ፓሪስ ኦሎምፒክ ተሳታፊ ዝኾነ ጊጅለ ኦሎምፒክ ኢትዮጵያ  አብ ፈረንሳይ ፉሉይ ዘቀባብላ ተገይርሉ።

ፅባሕ ብዕሊ አብ ዝጅመር መበል 33 ውድድር ፓራ ኦሎምፒክን ኦሎምፒክን ንኢትዮጵያ ወኪሉ ዝሳተፍ ጉጅለ ፈረንሳይ በፂሑ አሎ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም