ቤተ መንግስቲ ፋሲል ህድሳቱ ተጀሚሩ - ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)



 

ኣዲስ ኣበባ/ ሓምለ/23/ 2016 /ኢዜአ/ኣብ ከተማ ጎንደር ዝርከብ ቤተ መንግስቲ ፋሲል ሕድሳት ከምዝተጀመረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (/) ኣፍሊጦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ከተማ ጎንደር ሕድሳት ቤተ መንግስቲ ፋሲል ተጀሚሩ።

ኣብ ኣዚዩ ዝወቀበ ኩነታት ከምዝርከብ ዝሓበሩ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ኣብ ሓፂር እዋን ንቤተ መንግስቲ ፋሲል ናብ ዝቐደመ ክብሩ ክንምልሶ ኢና ክብሉ ገሊፆም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም