አብ ሕርሻ ቡን ዘዐወትናዮ ዘዐግብ ውፂኢት አብ ሕርሻ ፍርያት ቆፅሊ ሻሂ እውን ክንደግሞ ኢና -ቀዳማይ ሚኒስትር አብይ አህመድ (ዶ/ር) - ኢዜአ ትግርኛ
አብ ሕርሻ ቡን ዘዐወትናዮ ዘዐግብ ውፂኢት አብ ሕርሻ ፍርያት ቆፅሊ ሻሂ እውን ክንደግሞ ኢና -ቀዳማይ ሚኒስትር አብይ አህመድ (ዶ/ር)
አዲስ አበባ/ ሓምለ/ 24/2016(ኢዜአ)፦ አብ ሕርሻ ቡን ዘዐወትናዮ ዘዐግብ ውፂኢት አብ ሕርሻ ፍርያት ቆፅሊ ሻሂ እውን ክንደግሞ ኢና ክብል ቀዳማይ ሚኒስትር አብይ አህመድ (ዶ/ር) ገሊፆም ።
በቡና ያሳካነውን አመርቂ ድል በሻይ ምርትም እንደግመዋለን ሲሉም ጠቅላይ ሚኒስትሩ በመልዕክታቸው ገልጸዋል።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር አብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም አብ ዘስፈርዎ መልእኸቲ አብ ምልማዕ ንዝርከብ ምስሊ ቆፅሊ ሻሂ አማቒሎም ።
አብ ሕርሻ ቡን ዘዐወትናዮ ዘዐግብ ውፂኢት አብ ሕርሻ ፍርያት ቆፅሊ ሻሂ እውን ክንደግሞ ኢና ኢሎም።