ዓለም ለኸ ሳይንቲስትታት ኣብ ፓርክ ሓድነት ዑደት ኣሳሊጦም

 

ኣዲስ ኣበባ/ ሓምለ/25/ 2016 /ኢዜአ/ አሰር ቐድሚ ኹሉ ዝኾነት ሉሲ(ድንቅነሽ) ዝተረኸበትሉ መበል 50 ዓመት ክብረ በዓል ንምስታፍ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ዝመፅኡ ልዕሊ 200 ዓለም ለኸ ሳይንቲስታት ኣብ ፓርክ ሓድነት ዑደት ኣሳሊጦም።

አሰር ቐድሚ ኹሉ ዝኾነት ሉሲ ዝተረኸበትሉ መበል 50 ዓመት  ሐዚ ዝተሰርሑ ስፍራታትን በፃሕቲ ዓለም ንምፍላጥ ብዘኽእል መልክዑ በዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ከምዘሎ ይፍለጥ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም