ንለውጢ ማክሮ ኢኮኖሚ ብቑንፅል ዘይኮነስ ብምልኣት ምርአይ ይግባእ

ንለውጢ ማክሮ ኢኮኖሚ ብቑንፅል ዘይኮነስ ብምልኣት ምርአይ ይግባእ

ብአታሓሳስባ መደመር ንልምዓት ሃገር እንታይ ክግበር ከምዘለዎ ብዕምቆት ዓቂና ኣቐሚጥና ኢና።

ዕላማና ብልፅግና ኢትዮጵያ ምርግጋፅ እዩ።

ኣካይዳና ድኻ ተኮር እዩ።

ልዑል ጠመተና ንፀገም ተቓላዕቲ ንዝኾኑ ድኹማት ወገናት ምድጋፍ እዩ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (/)

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም