ብ ኣፈ ጉባኤ  ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን  ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሓ ጉጅለ ልኡኸ፣  ኣብ ከተማ ቡታጅራ ክረምታዊ ስራሕቲ ብሰናይ ፍቓድ ኣጀሚሩ

 

ኣዲስ ኣበባ/ ሓምለ/27/ 2016 /ኢዜአ/ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ከተማ ቡታጅራ ክረምታዊ ስራሕቲ ብሰናይ ፍቓድ  ኣጀሚሩ።

ኣፈ ጉባእ እቲ ቤት ምኽሪ ኣገኘሁ ተሻገር፣ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል እንደሻው ጣሰውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ኣብቲ መርሃግብሪ ተረኺቦም።

ኣብቲ መርሃግብሪ፥ ተኸላ ፈልሲ፣ ሕድሳት መንበሪ ዓቕሚ ናይ ዘይብሎም ሰባትን 300 ተምሃሮ ናውቲ መምሃሪ ደገፍን ተገይሩ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም