ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ህንፀት ስነ-ምህዳር ስታርትኣፓት ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ


 

ኣዲስ ኣበባ/ ሓምለ/27/ 2016 /ኢዜአ/ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምስ ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ጃፓን(ጃይካ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ህንፀት ስነ-ምህዳር ስታርትኣፓት ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ኸቲሙ።

ኣብ ዝርዝር እቲ ትልሚ እውን ዝተዘተየሉ እንትኸውን፥ ኣብ ቀፀልቲ ሰለስተ ዓመታት ክትግበር ኢዩ ተባሂሉ።

ዕላማ እቲ ፕሮጀክት፥ ልምዓት ስታርትኣፕ ምስ ዓለም ለኸ ናይ ምዝማድ ስትራቴጂ ምድላው፣ ስታርትኣፓት ምፍራይን ኣብ ሃገራት ዓለም ስርሖም ብምስፋሕ ምስ ኢንቨስተራት ምስራሕ ንክኽእሉ ምግባር ከምዝኾነ ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም