ፌዴራል ፖሊስ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ አሰር አሳሊጡ ፈልሲ



 

ኣዲስ ኣበባ/ ሓምለ/27/ 2016 /ኢዜአ/ ኣመራርሓን ኣባላትን ኮሚሽን  ፌዴራል ፖሊስ መርሃ ግብሪ  ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም።

ኮሚሽነር ጀነራል እቲ ኮሚሽን ደመላሽ /ሚካኤል፥ ፖሊስ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ኣብ ጎድኒ ማሕበረሰብ ብምዃን ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ብምስታፍ ኢሉውን ዓቕሚ ንዘይብሎም ብምድጋፍ ማሕበራዊ ሓላፍነቱ ይዋፃእ ከምዘሎ ገሊፆም።

ዕላማ እቲ መርሃግብሪ፥ ኢትዮጵያ ኣብ እትተኽሎ ስትራቴጂ ሓምለዋይ ልምዓት ኣሰርና ንምንባር ኢዩ ኢሎም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም