ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁን ሎሚ ሙለታን ናብ ፍፃመ ሓሊፈን


 

አዲስ አበባ/ሓምለ/28/2016/ኢዜአ/ ብ3ሺሕ ሜትሮ መፃረይ ውድድር መሰናኽል ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁን ሎሚ ሙለታን ናብ ፍፃመ ሓሊፈን

ኣትሌት ሎሚ ካብ ምድባ መበል ሓምሸይቲ ከምኡውን ሲምቦ መበል ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ኢየን ናብ ፍፃመ ሓሊፈን።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም