ሎሚ ኣብ ዝካየድ መፃረዪ ውድድር መሐንኩሎ 3 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ክሳተፉ ኢዮም


 

ኣዲስ ኣበባ/ ሓምለ/29/ 2016/ኢዜአ/ ምሸት ሰዓት 204 ኣብ ዝካየድ መፃረዪ ውድድር መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ ፓሪስ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ክወዳደሩ ኢዮም።

ኣብቲ ውድድር፥ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ፣ ጌትነት ዋለን ሳሙኤል ፍሬውን ክሳተፉ ኢዮም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም