ሚኒስቴር ሰላም ንዞባ ጎፋ 6 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ብዓይነትን ብርን ደገፍ ገይሩ


 

ኣዲስ ኣበባ/ ሓምለ/29/ 2016 /ኢዜአ/ ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ዜጋታት ዝውዕን 6 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ናይ ዓይነትን ገንዘብን ደገፍ ገይሩ።

ካብ መንጎ እቲ ዝተገበረ ደገፍ፥ 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ብጥረ ገንዘብ ከምዝተውሃበ ተሓቢሩ።

4 ነጥቢ 2 ሚሊዮን ብር ዝግመት ናይ ምግቢ፣ ጥረምረን   አልባሳትን ድጋፍ ምግባሩ ተገልጿል።

ሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዷለም፥ በቲ ሓደጋ ጉድኣት ብዘጋጠሞም ወገናት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።

እቲ ደገፍ ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ጥላሁን ከበደ ኣረኪቦም።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም