ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ መበል 8ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ




 

ድሬዳዋ/ሓምለ /29/2016 (ኢዜኣ) ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ 3 ዙር 3 ዘበነ ስራሕ መበል 8 ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ።

እቲ ጉባኤ፤ ኣብ ዞባ ጎፋ ንዘጋጠመ ሓደጋ ፀሎት ሕሊና ብምግባር ዝተጀመረ እንትኸውን ንክልተ መዓልትታት ከምዝፀንሕን ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ከምዝዝትን ምክትል ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ከሪማ ዓሊ ተዛሪበን።

ብተወሳኺ እውን ረቂቕ በጀት ናይ ሎሚ ዘበን በጀት ዓመት ከምዘፅድቕን ዝተፈላለዩ ሹመታት ከምዝህብን ትፅቢት ይግበር።

የኢትዮጵያ ዜና አገልግሎት
2015
ዓ.ም